Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2025

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 47 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት 2018 ዓ.ም መንግስቲ…

መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ንክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተረኺም እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡…

ኣብ ዉሽጢ ብዙሓት ፈተናታት ኮይንና እውን ዝነኣዱ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ብዙሓት ፈተናታት ኣጋጢሞምና ዝነኣዱን ተኣምር ክበሃሉ ዝኽእሉን ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መሕትት፥ ፈተናታት ኣብ ዉሽጥና ዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም። ምዕባለ ኢትዮጵያን መሰረት ክሳብ ዝሕዝ ፃዕሪን ውፅኢትን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም። ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ምንቅስቓስ ስራሕን ኣንፈትን መንግስቲ…

ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተትሓዘ ራእይ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ይምዝገብ ኣሎ፡፡ በዓል መዚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት መንደር ዝተረከቦ ህንፃ ተመሪቑ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ በለጠ ሞላ…

መቐለ 70 እንደርታ ን ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 33 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ቤንጃሚን ኮቴ ንመቐለ 70 እንደርታ ሽቶ ዓወት ኣቑፂሩ፡፡ ከምኡ እውን ንግሆ…

በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ክንክተልንን ክንትግብርን ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሐጂ ኢብራሂም ቱፋ በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ብምክታልን ብምትግባርን ክኸውን ይግባእ ኢሎም፡፡ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) በዓል…

ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንምውዓል ክስራሕ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ካብ ግዕዝይና ኣሰራርሓ ተሓልዩ ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንክውዕል ምስራሕ የድሊ ኢለን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ፡፡ መበል 23 ዋና ኦዲተር ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፌደራልን ክልልን፣ ፌዴራል ከምኡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ንሃገራዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ማሕበረሰብ ንግዲ ፌዴራል "ግደ ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንማሕበረሰብ…

መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ተሰሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢሉ ሚኒስትር ጥዕና፡፡ ስልጠና ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ቀረብ መድሓኒትን ዘርፈ ብዙሕ ምላሽ ኣብ ምቕራፍ ከም ሃገር ልዑል ዕብየት እናመዝገበ ምዃኑ…