ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ተኻይዶም -ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብልዑል ፀጋ ሉኣላዊነት ንምርግጋፅን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ብዙሓት ተግባራት ተካይዶም ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብመንግስትን ፓርትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በረራ ኣቡ ዳቢ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ዓለም ንምትእስሳር ፃዕሩ ክጠናከር እዩ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በረራ ኣቡ ዳቢ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ዓለም ንምትእስሳር ዝግበር ፃዕሪ ክጠናከር እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ርእሰ ከተማ ኣቡ ዳቢ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ መረፅቲ 13 ሓምለ ክዛዘም እዩ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ መረፅቲ 13 ሓምለ 2017 ዓ.ም ክዛዘም እዩ፡፡ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዓብዱላዚዝ ኢብራሂም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ "መረፃ ንሓያል ትካል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣመራሓ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰራዊት ምክልኻል 18 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክረምቲ ብኣባላት ሰራዊት 18 ሚሊየን ፈልሲታት ክትኸሉ እዮም ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ኣብ እዋን ክረምቲ ሰራዊት ምክልኻል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቅፅሪ ግቢ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ 90 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ 90 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ይስራሕ ኣሎ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፣ ኣብ ኣዋርሕ ክረምቲ ብሰንኪ ሕፅረት ደም ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዝተዳለወ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ተዳልዩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ናይቲ ኮርፓሬሽን 7ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓመለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ ምፅዋር ተሞክሮኣ እተካፍለሉ መድረኽ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ጉባኤ ካልኣይ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኢትዮጵያ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ ምፅዋር ተሞክሮኣ እተካፍለሉ መድረኽ ክኾን እዩ ኢሉ፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ጉባኤ ካልኣይ ለውጢ ከባቢ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ካብ ዘለወን ሃገራት ውሽጢ እያ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 25 ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ትማሊ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትራት ዲጂታል ምትእስሳር ክጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ዘትዮም። ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ዝፀደቐ ዲጂታል ውህደትን ፖሊሲ…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንኣልቫሮ ካሬራስ ኣፈሪማ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻሊ ኣልቫሮ ካሬራስ ካብ ክለብ ፖርቹጋል ቤኔፊካ ኣፈሪማ። ወዲ 22 ዓመት ካሬራስ ብ43 ሚሊየን ፓውንድ ንሪያል ማድሪድ ናይ 6 ዓመት ውዕል ኮንትራት ፈሪሙ። ካሬራስ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዓመት 68 ፀወታታት ንቤኔፊካ…