Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2025

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓቕሚ ስሕበት ዓውዲ ቱሪዝም ክብ ዘብል ኢዩ-ሰለማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓቕሚ ስሕበት ዓውዲ ቱሪዝም ክብ ዘብል ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ። እተን ሚኒስትር ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ኣሰረን ኣንቢረን። ኣብ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ሓደጋታት ክሊማዊ ለውጢ ብምፅዋር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ተካይድ ኣላ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓደጋታት ክሊማዊ ለውጢ ብምፅዋር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ተካይድ ኣላ ኢሎም ብመዓርክ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ከተማ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ይገብር ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ይገብር ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ብመርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ…

ሎሚ ዘበን ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ተተኺሉ ኢሉ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሄራዊ ሓምለዋይ ኣሰር። ካብ መንጎ እቶም ሎሚ ዘበን ዝትከሉ፥ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ደኒ፣ 4 ነጥቢ 3…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክትብርኽ ዝገበረ ኢዩ-ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተኸላ ፈልሲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም ኣሰሮም ዘንበሩ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክትብርኽ…

እንተኽሎም ፈልሲታት ንትውልዲ ዝሳገር ረብሓ ዘርክቡ ኢዮም-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንተኽሎም ፈልሲታት ንትውልዲ ዝሳገር ረብሓ ዘርክቡ ኢዮም ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ። ‎እቶም ርእሰ ምምሕዳር “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ናይ ዝካየድ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። እተ ርእሰ ምምሕዳር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ኣብ ዞባ ጅማ ኣጀሚሮም። ኣብ ዝሓለፉ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣሰሮም ኣንቢሮም፤…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ብውህብቶ ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ንጉድኣት ኣካል  ብውህብቶ ኣበርኪተን። ቤረት ፅሕፈት ቀዳማዊት ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገርና ንዝነብሩ ደገፍ ንዝጠልቡ ጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ናይ ምግባር መርሃ ግብሩ…