Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተመሪፆም፡፡ ምስረታ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባን መረፃ ፈፀምቲ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ…

ማንቸስተር ሲቲ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 3ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ብብራይተን 2 ን 1 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ብራይተን ንኽትዕወት ነበር ተፃዋታይ ማንቸስተር ሲቲ ጀምስ ሚልነር ብፍፁም ቅላዕን ግሩዳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ…

ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰልጠና 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ክእለት ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ንሳልሳይ ዙር ብዝተፈላለዩ ሞያታት እናሰልጠና ዝፀንሓ 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን ናብ ስራሕ ተዋፊረን፡፡ ኣብዚ እዋን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዘመሓላለፈኦ…

ቻይናን ህንዲን ካብ ተናሓናሓይነት ናብ ምሕዝነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲን ናይ ነዊሕ እዋን ወጥሪ ዶብ ሓዊሱ ንነዊሕ ዓመታት ድሕሪ ዝፀንሐ ወጥሪ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ድሕሪ ሸውዓተ ዓመታት ንፈለማ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዝተሃነፀ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራጅ ኣጀሚሮም። ነበርቲ ዞባ ቦረና፣ ከተማ ያቤሎን ከባቢኡን ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ብምዃኖም መልእኽቱ እንኳዕ ደስ…

ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን – ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ዘካተቶም ስራሕቲ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍኤም ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን - ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኣዲስ ኣበባ ውቅብቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ንነበርቲ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ተርሚናልን ልምዓት ኮሪደርን  ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን -…

ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ  ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ “ጥራት መንደር” ዝተሰናደአ "የኢትዮጵያን ይግዙ" ሃገራዊ ኤክስፖ ሰሙን ንግዲ መሪቖም ከፊቶም።…

ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሃገራት እዚ ቀጣና ብኤሌክትሪክ ብምዝማድ ማዕኸን ሓይሊ ኣፍሪካ ንምዃን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም። ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ዘዳለዎ እቲ ኤክስፖ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኢትዮጵያ ፀጋን ፍሪያትን…

ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ብኣርባዕተ…