ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስሕባት ቱሪስት ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስሕባት ቱሪስት ብዝበለፀ ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ኣያሌው ሲሳይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበሉዎ፥ በሪ ባሕሪ ንበፃሕቲ ሓደ መስሕብ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሰት ዓወዲ ሸርፊ ወፃኢ እናቐፀለ ስለዝኾነ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ሓዱሽ በጀት ዓመት እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ። ብሄራዊ ባንኪ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ፅባሕ ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ብዛዕባ እቲ ጨረታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም – ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም ኢሎም ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ። ኣብ ኤምባሲታትን ኣብያተ ፅሕፈት ቆንስላን ቻይና፣ ፓኪስታን፣ ኲዌት፣ ሮም፣ ዚምባቡዌ፣ ፓሪስ፣ ጅቡቲ፣ እስራኤል፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዕላማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዝተፋላለዩ መደባት ተኸቢሩ። ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ ዕለት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም። እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት፣ ሲዳማን ሃረሪን ዝተኻየደ ስነስርዓት፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ጉዕዞ ምብራኽና ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማና ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጣሪ ምዃንና እነርእየሉ ምልክት ጉዕዞ ምብራኽ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ። ኣተሓባባሪ ዓውዲ ምምሕዳር እቲ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ብርሃኑ ፈይሳ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣቦታት ብደም፣ ኣዕፅምቲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ። እቶም ተዓገትቲ ዝተሰደዱ እስራኤልን ሃማስን ቀዳማይ ዙር ትልሚ ሰላም ጋዛ ስምምዕነት ምግባሮም ስዒቡ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሃማስ ክሳብ ሐዚ ብህይወት ዘለዉን ሎሚ ዝስደዱን 20 እስራኤላዊያን…