ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝቐረቡሉ ሰለስ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ እቲ ጉባኤ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ሰለስቲኦም ኣጀንዳታት ናብቲ ቤት ምኽሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቴል ኣቪቭ ቤን ጎሪዮን እንትበፅሑ ብወተሃደራዊ ምርኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዝላ ዘምፅኡ ዓወታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ 60 ሰባት ኣሳፊራ አትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶብስ ኣብ ድልድል ጃራ እንትትበፅሕ ምስ ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሉ ምምሕዳር እታ ከተማ። ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 መበል 12 ዓመቱ ምኽኒያት ብምግባር መስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣዳብና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣዳብና ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ፓርክ ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣዳብና ብማሕበረሰብ ጉራጌ ካብ 16 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ ዝኽበር ኢዩ። መናእሰይ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ትውፊታት ዘኽብርዎ በዓል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተጀመሩ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቑን ዝተጀመሩን ግዙፋት ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተሳሊጡ። ዳይሬክተር ዲጂታል ሚዲያ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ቢሻር ሞሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ። ዋና ኣመሓዳሪ ሰሜናዊ ዞባ ኣይተ መሓመድ ዓሊ ኣስሓብ እቲ ራዕዲ መሬት ኣብቲ ዞባ ወረዳ በራሕለ፣ ኮናባን ዳሎልን ምግጣሙ ተዛሪቦም። ኣብ ክልተ ወረዳታት…