Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2025

ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡ ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን…

ኣሕዋት ኣዘዝቲ መርከብ ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካብ ዘመረቖም ኣዘዝቲ መርከብ ክልተ ኣሕዋት ይርከቡዎም። ክልቲኦም ኣሕዋት ሚሊየን ታሪኩን ኣቤል ታሪኩን ትውልዶምን ዕቤቶምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሽሮ ሜዳ ኢዩ። ሚሊዮንን ኣቤልን ናብዚ…

ድሌት ህዝቢ ንምምላእ ኣታዊ ብግቡእ ምእካብ ግዘ ዘይወሃቦ ጉዳይ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናዓበዩ ዝኸዱ ጠለባት ህዝቢ ንምምላእ ኣታዊ ብግቡእ ምእካብ ግዘ ዘይህብ ገዛ ዕዮ ኢዩ ኢሎም ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ ዝተጠዓዓመ…

ኣብ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣስተዋጽኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ  ብዕዉት ኩነታት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መዳርግቲ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሃጂ…

ኣገልግሎት ቤት ፍርዲ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኣቢያተ ፍርዲ ቅልጡፍን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ንምግባር ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ ኡሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፡፡ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስሩዕ ኣገልግሎት መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2018…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰኑይ 3 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤…

ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዕላማ ዝተሓንገጠ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚዲያ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ፡፡ ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣይተ ፍፁምእሸት ሽመልስ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ መልክዕን ድምፂን…

ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ሃገር ክኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተፈጥሮ ጋዝ ትሰርሕ ዝኾነት ትኹን ተሽከርካሪት ካብ ቀረፅ ናፃ ኮይነን ናብ ሃገር ንኸኣትዋ ተወሲኑ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ከምዘፍለጦ÷ ኢትዮጵያ ልዑል መጠን ዘለዎ ክዙን ተፈጥሮ ጋዝ ዘለዋ ከምዝኾነት ይፈለጥ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ፍትሒ ንዜጋታት ኣዝዮም ኣድለይቲ ካብ መንጎ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ምዝማን ጠመተ ዝገበረ…

ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…