ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰኑይ 3 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዕላማ ዝተሓንገጠ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ… Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚዲያ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ፡፡ ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣይተ ፍፁምእሸት ሽመልስ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ መልክዕን ድምፂን…
ቢዝነስ ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ሃገር ክኣትዉ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተፈጥሮ ጋዝ ትሰርሕ ዝኾነት ትኹን ተሽከርካሪት ካብ ቀረፅ ናፃ ኮይነን ናብ ሃገር ንኸኣትዋ ተወሲኑ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ከምዘፍለጦ÷ ኢትዮጵያ ልዑል መጠን ዘለዎ ክዙን ተፈጥሮ ጋዝ ዘለዋ ከምዝኾነት ይፈለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ፍትሒ ንዜጋታት ኣዝዮም ኣድለይቲ ካብ መንጎ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ምዝማን ጠመተ ዝገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላዊ ሪፎርም ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣዕቢዩ ኢዩ – ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዝተሳለጠ ትካላዊ ሪፎም ፖሊስ ኣብቲ ክልል ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ አዕቢዩ ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር)። ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ፖሊስ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።…
ቴክኖሎጂ ኣጠቓቕማ ስማርት ስልኪን ምምላእ ማሕበራዊ ርክብን… mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ መጠን ንላዕሊ ስማርት ስልኪ ምጥቃም ሰባት ካብ ምቅርራብ ሕድሕድ ስድራ ዝርብሽ ለበዳ ኮይኑ ኣሎ። ልእልቲ ዌልስ ኬት ካትሪን መራኸቢ ቴክኖሎጂታት ንሰባት ከቀራረቡ እዮም ተባሂሉ ዋላ ዃ ተተሓሰበ ብኣንፃሩ ግን ንማሕበራዊ…