Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2025

ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ሃገር ክኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተፈጥሮ ጋዝ ትሰርሕ ዝኾነት ትኹን ተሽከርካሪት ካብ ቀረፅ ናፃ ኮይነን ናብ ሃገር ንኸኣትዋ ተወሲኑ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ከምዘፍለጦ÷ ኢትዮጵያ ልዑል መጠን ዘለዎ ክዙን ተፈጥሮ ጋዝ ዘለዋ ከምዝኾነት ይፈለጥ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ፍትሒ ንዜጋታት ኣዝዮም ኣድለይቲ ካብ መንጎ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ምዝማን ጠመተ ዝገበረ…

ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…

ትካላዊ ሪፎርም ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣዕቢዩ ኢዩ – ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዝተሳለጠ ትካላዊ ሪፎም ፖሊስ ኣብቲ ክልል ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ አዕቢዩ ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር)። ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ፖሊስ እቲ…

ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…

እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።…

ኣጠቓቕማ ስማርት ስልኪን ምምላእ ማሕበራዊ ርክብን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ መጠን ንላዕሊ ስማርት ስልኪ ምጥቃም ሰባት ካብ ምቅርራብ ሕድሕድ ስድራ ዝርብሽ ለበዳ ኮይኑ ኣሎ። ልእልቲ ዌልስ ኬት ካትሪን መራኸቢ ቴክኖሎጂታት ንሰባት ከቀራረቡ እዮም ተባሂሉ ዋላ ዃ ተተሓሰበ ብኣንፃሩ ግን ንማሕበራዊ…

ንክልላት ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ን9 ክልላት 450 ሚሊየን ብር ዝዋግአን ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፤ እተን ኣምቡላንሳት ካብ መንግስቲ ጃፓን ብዝተረኸበ ድጋፍ ገንዘብ ዝተዓደጋ ተዛሪበን።…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር…