ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ተጀሚሩ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ፍርያት ኣታዊን ወፃኢን ንምጉዕዓዝ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኤ ኤም ጂ ምስ ቀንዲ መስመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅን ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)፡፡ መበል 24 ጉባኤ ኮሜሳ “ዲጂታላይዜሽን ንልምዓት ዞባዊ ሰንሰለት ምጉልባት ብምጥቃም ንዘላቒን ንኹሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሃማስን ንምቁራፅ ተኹሲ መንገዲ ዝፀርግ እዩ ዝተብሃለሉ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለላለፍዎ መልእኽቲ፤ እስራኤልን ሃማስን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኬንያ ኣትዮም mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሎሚ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 24 ዕዳጋ ምብራቅን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ጉባኤ መራሕቲ ንምስታፍ እዮም ናይሮቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት የምርቕ ኣሎ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ነቲ ኣካዳሚ ዘሰልጠኖም መሰረታዊን ወታደራት የምርቕ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ምድብ 9ይ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ኮንስታንቲኖስ ኮምቦስ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝነበረና ፃንሒት ብምዝዛም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ ኢሎም ምክትል ኣካቢ መተሓባበሪ ኮሚቴ ትካላት ፌዴራል ፓርቲ ብልፅግና ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ወረዳታትን ኣፈፃፅማ ውዳበታት ክላስተር ኢኮኖሚን ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማዘበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶመ…