Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን  ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። ገምጋም ኣፈፃፅማ ርባዕ ዓመት እቲ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን። ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሓዝናዮም ቀንዲ ትልሚታት ፈላማይ ንነበርቲ ከተማና ተበፃሕነት ቀረብ ኣባይቲ ምክያድ ኢዩ…

43 ዓለም ለኸን ሃገር ለኸን ጉባኤታት ዘተኣናገደ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክሳብ ሕዚ 43 ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ጉባኤታት ብዓወት ኣተኣናጊዱ፡፡ ላዕለዋይ ክኢላ ዕዳጋን መፅናዕቲን እቲ ማእኸል ኣይተ ቴዎድሮስ ገበያው ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ንኣዲስ ኣበባ…

ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ናይዚ ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ን21 ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእን ዝፍልፍል ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ÷ ግብፂ…

ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ – ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፀኦ÷ ኣብታ ከተማ ፀገማት ቀረብ ዘይቲ ከየጋጥምን ምኽባር ናብራ…

ንማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ብምምልካት ንሕብረት ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። በዚ ድማ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዊልቼር፣ ክራንች፣ ንምስማዕ ዝሕግዙ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ..

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ እጃሙ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈላለዩ ፍፃመታት እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 20 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄራት፣…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘፈር ፀፅታ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ድሕንነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣምባሳደር ዋንግ ሊሲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ግብረ ራዕዲን ካልኦት ዞባዊ ከምኡ እውን…

ስታትስቲክስ ንጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታትስቲክስ ሓበሬታ መሰረት ንዝገበረ ጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል ‎‎19 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ብኤራዊ ስታትስቲክስ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ‘ፍትሒን ካሳን…

ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ካብ ዝቕፅል 1 ክሳብ 2 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሪካ ሌራቶ ማታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ፀገም ቀረብ ሓይሊ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ…