ስፓርት ኣርሰናል መሪሕነታ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል መሪሕነት እቲ ሊግ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ኣብ ሜዳኣ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም 5 ን 4 ምስዓራ ስዒቡ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ን30 ሺሕ መናእሰይ ጎስጓስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ን30 ሺሕ መናእሰይ ጎስጓስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ ጎስጓስ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ከምዝበለኦ፥ እቲ ምምሕዳር ከተማ መናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ብፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አርቪን ማሲንጋ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል የኢትዮጵ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ካልኣይ ዞባዊ ጉባኤ ዕዳጋ ካፒታል ኣብ ማእኸክ ዓለም ለኸ ኣኼባ ኣዲስ ይካየድ…
ጥዕና መመሓላለፊ መገዲታትን መከላኸሊ ሜላታትንሕማም ቫይረስ ማርበርግ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰብን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእልል። ምልክታት እቲ ሕማም ነቲ ቫይረሱ ኣብ ዝተቓለዐ ካብ 2 ክሳብ 9 ኣብ…
ስፓርት ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ሓሊፉ Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬኒያ 3 ን 0 ብምስዓር ድሕሪ 22 ዓመት ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ምሕላፉ ኣረጋጊፁ። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲካፋ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ዳዊት ካሳው፣ ቢኒያም ኣብረሃን ብሩክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ጉባኤ ዘተ ንምፅዋዕ ምድላዉ ይዛዝም ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ጉባኤ ዘተ ዝዝትየሉ ኣጀንዳታት ቀሪፁ ዕላዊ ንምግባርን እቲ ጉባኤ ንምፅዋዕን ምድላዉ ይዛዝም ኣሎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)። እቲ ኮሚሽን፥ “ዝለዓለ ተሳትፎ ትካላት ሃይማኖትን ትካላት ሲቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲታት ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ…