ኢትዮጵያ እትምዕብል ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲዳ ብምልማዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እትምዕብል ናይ ባዕልና ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲድና ብምልማዕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
‘ብሩህ ኣእምሮ፣ ክኢላታት ዜጋታት’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ዓውደ ርእይ ቴክኒክን ሞያን…