ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ ኢሎም፡፡ ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤እቲ ማሕበረሰባዊ ሬድዮ ዝተሃነፀ ብሓፈሻ ንስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እትምዕብል ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲዳ ብምልማዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እትምዕብል ናይ ባዕልና ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲድና ብምልማዕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ‘ብሩህ ኣእምሮ፣ ክኢላታት ዜጋታት’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ዓውደ ርእይ ቴክኒክን ሞያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ምላሽ ኢትዮጵያን፣ ሕርሻ፣ ሓይሊ ማይን ኢነርጂን፣ ኤሮኖቲክስን ኣቪየሽን ዘተኮረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ሎሚ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 51 ሺሕን 521 ተምሃሮ ፈተና 12 ክፍሊ ብኦንላይን ክወስዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ብኦንላይን ክፍተኑ ምግባር ኣድላዪ ምድላው እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዲናኦል ጫላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኣዲስ…
ጥዕና 315 ዕውት ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ mizan mekonen Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ባንኪ ደምን ሕዋስ ዋህዮን ኢትዮጵያ 315 ዕውት ሕክምና ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ ተዋሂቡ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሕብረተሰብ እናዓበየ ዝመፅአ ተግባር ውህብቶ ደምን ብሌን ዓይኒን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ሃገራዊ ምንቅስቃስ “ንህይወትን ብርሃንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብምጭንናቕ ትራፊክ ካብ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተረፈት ህንዳዊት… Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቡሚ ቹሃን ብምኽንያት ምጭንናቕ ትራፊክ ካብ በረራ ሰዓት 10 ደቒቕ ደንጉያ ብምብፃሓ ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክትተርፍ ክኢላ፡፡ ቡሚ ቹሃን ተምሃሪት ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን እንትትከውን÷ ናብራኣ ምስ በዓል ገዝኣ ኣብ እንግሊዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባር ዝነኣድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ፃዕሪን ዝድነቕ ዚዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንላዕለዋይ ኮሚሽነር ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽን ክበረታትዑ ይግባእ – ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓሚቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽንን ፈጠራን ክበረታትዑ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣፍሪካሊክስ ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢትዮጵያሊክስ "ንኢኖቬሽን ምቹው ከባቢ ምፍጣር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሓደ ኣባላት ስድራቤት … mizan mekonen Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶክተር ፕራቲክ ጆሺ ናብራ ንምምሕያሽ ምስ በዓልቲ ገዝኡን ሰለስተ ደቁን ተፈልዩ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ለንደን ገይሩ ነይሩ፡፡ በዓልቲ ገዝኡን ደቁን ናብ ለንደን ኣመፂኡ ሕጉስ ህይወት ንምንባር ሕልሚ ሰኒቁ ብዙሕ ፀገማት ሓሊፉ፡፡…