ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝሃነፆም ኣባይቲ ንነበርቲ ተመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝሃነፆም ኣባይቲን መስርሒ ቦታታትን ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኣብ ክፍለ ከተማታት ለሚ ኩራ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂ ቃሊቲን ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር…