Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማዊ መዛዘሚ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ  ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ'  ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ…

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ሩሲያ ካዚም ጃላሊ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ጠፈር ሩሲያ ዲሜትሪ ባካኖቭ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን…

ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። እዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ብላቴ ዘሰልጠኖም መበል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም። እቶም ቀዳዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንሓወይ ኣሊኮ ዳንጎቴ ተቐቢለ ኣዘራሪበ ኢሎም። ንኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ድልየታት…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ የማክሮ ኢኮኖሚ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር እዋናዊ ጉዳያት ኣፈፃፅማ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተማልአ መመሓየሺ ማክሮ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ መመሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻድሻይ ዙር 2 ሺሕን 74 ፓራ ሚሊተሪ ኦፊሰራት…

ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ ኣእሙራዊ ንብረት ኢትዮጵያ። ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ፥ እቲ ስርዓት ንፍትሓዊ ውድድር ንግዲ ልዑል ግደ…

ራፊንሀ -ኣብ ላሊጋ ስፔን ኮኸብ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ካታላዊት ጋንታ ባርሴሎና ራፊንሃ ኮኾብ ተፃታይ ዓመተ ውድድር 2024/25 ላሊጋ ስፔን ብምባል ተመሪፁ፡፡ ራፊንሃ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ንባርሴሎና 36 ፀወታታት ላሊጋ ብምግባር 18 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ትሽዓተ ንሸቶ ዝኾና ኮዓሻሹ…

ናይ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ግደ ሕብረተሰብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅልኢት ዘረባ፣ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንፅል ያታን ፈተናታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዮም፡፡ ንፋና ዲጂታል ሞያዊ ሓሳቦም ዘካፈሉ ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙኒኬሽን እዞም ፈተናታት ንምሕላፍ ሕብረተሰብ ግንዛበ ሚዲያ ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡…