ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መላእ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ኩሎም÷ እዚ ዓመት ናይ ሰላምን ብልፅግና ንኽኾነሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕዝቶኦም ንምልማዕ ሕቶ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ተፈቒዱሎም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ ባዕሎም ትሕዝቶ ንከልምዑ ሕዞ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ንኸልምዑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ልምዓት መሬትን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ዕቤት እታ ከተማ ሓቢሮም ክዓብዩ እናተገበኦም በቲ ልምዓት እናተደፍኡ ዝነበሩ ኣብታ ከተማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኒው ኦርሊያንስ ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ሰባት ብተወሳኺ 30 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። ኣብ ኒው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ተሸፊኑ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሔክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ብምልማዕ 173 ሚሊየን ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 189 ሺሕ ተምሃሮ ተረባሕቲ መርሃ ግብሪ ምገባ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም 189 ሺሕ ተምሃሮ ብመርሃ ግብሪ ምገባ ተረባሕቲ ምግባር ክዝተኽኣለ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልሚ፣ በጀት፣ ክትትልን ድጋፍን ኣይተ ሰሎሞን በየነ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ እብቲ ክልል ኣብ ትሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ንምዕባይ ግደኦም ዕዙዝ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ኣብ ምዕባይ ዕዙዝ ግደ ከምዝፃቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዝቡ፡፡ ዝተሓደሰ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ፣ ባሃላዊ ሓድጊን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስትዋፅኦ ብምግባር ቅድሚት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ተገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂታት ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት 295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ገይርና ክብላ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ገሊፀን፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ አም ሲ)ፃውዒት ሰላም መንግስቲን ህዝቢን ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ዕጡቓት ህዝቢ እቲ ክልል በዚ ጎንፂ ዘትረፎ ሞትን ዕንወትን ከምዝኾነ ብምርደኦም ፃውዒት ሰላም ከምዝተቐበሉ ብምሕባር፤ ዝበደልናዮ…
ስፓርት ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ ሒዝካ ምቕራብ ቅድመ ኩነት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ባንኪታት ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ (ቁፅሪ ፋይዳ) ሒዝካ ምቕራብ ሎሚ መዓልቲ ከም ቀዳማይ ቅድመ ኩነት ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ፡፡ እቲ ቅድመ ኩነት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘውፀኦ…