ኤሎን መስክ ምፍንጃር መኪና ሳይበር ቴስላ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መእተዊ ኣፍደገ ትራምፕ ሆቴል ላስ ቬጋስ ዘጋጠመ ምፍንጃር መኪና ሳይበር ቴስላ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክኸውን ከምዝኽእል ፍሉጥ በዓል ሃፍቲ ኤሎን መስክ ገሊፁ።
ትማሊ ናይ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንብረት ኣብ ዝኾነ ላስ ቬጋስ…