ስፓርት ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ኣብ ባርሴሎና ንምፅናሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባርሴሎና ሃንሲ ፍሊክ ንተወሰኽቲ ክልተ ዓመታት ዘፅነሖም ውዕሊ ንምፍራም ምስታ ጋንታ ተስማዕሚዖም፡፡ ድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ዓወት ኤል ክላሲኮ ንዩዋን ላፖርታ ሓዊሱ ኣመራርሓ እታ ጋንታ ምስ ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክን ወኪሎምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ተኻይዶም – እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ከም ሃገር ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ውፅኢት ምስርሖም ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ማእኸል ልህቀት ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናተግሀ ዝርከብ ኮሌጅ Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ጀኔራል ዊንጌት ኣብ ዘፈር ስልጠና ማእኸል ልህቀት ዓውዲ ኢነርጂ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ሓይሊ ፀሓይ መበገሲ ብምግባር ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ከምዝኾነ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኮይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ምኽፋት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ኣሎ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንመንግስታዊ ትካላት ልምዓት ሓዊሱ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኾይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ክዓቢ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 ÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጉጅለ ዕጡቕ ኩርድ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሉ Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጠቕ ኩርድ (ፒኬኬ) ድሕሪ ኣርባዓ ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ሰላማዊ ቃልሲ ንምምፃእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ጉጅለ ነዚ ውሳነ ዘመሓላለፈ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 5 ክሳብ 7 ግንቦት 2025 ኣብ ዘካየዶ ኮንግረስ ኢዩ። ፒኬኬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብድሆታት ብምፍታሕ ምቹው ዕድላት ተፈጢሩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝነበሩ ብድሆታት ብምፍታሕ ኣብቲ ዓውዲ ምቹው ዕድላት ምፍጣር ተኻኢሉ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ 3ይ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ብነፃ ዝቀረበ ስልጠና ኮደርስ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ኢትዮጵያ ብነፃ ክቀርብ ዝገበረቶ ስልጠና ኮደርስ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዝሓትት ምዃኑ ኣማካሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብዮት ባዩ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደርስ ፕሮግራም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እታ ኣህጉር ንምርግጋፅ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪታት እናወገነ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ ኣሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ ሕብረት ዝሰርሖም ስራሕቲ ከምኡ እውን ኣንፈታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት “ኢንቨስት ኢትዮጵያ” ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ፕሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዓለም ለኸ ኢንቨስተራት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ፅባሕ ምክያድ ክጅምር እዩ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ጉባኤ ምስ ጂ 20 ፎረም ኢንተር ፌዝ ፣ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ሕብረት…