ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ንኣባላት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ "ሰብኣውነት ነሐይል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ዓለም መበል 78 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 67 ግዘ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕን ወርሕን…
ስፓርት ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ። ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእ ፈተነ ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእን ምዕፃውን ፈተነታት ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ እናሰጎመኦ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ናያ ምዕፃው ኣካይዳ ዓለም ለኸ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ደገፍ ብባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ- ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 30፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ ክብሉ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ፖድካስት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ኮሚሽነር፤ ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣትዮ ይኸፋፈል ኣሎ mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 10 ሚሊየን 729 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጉዓዒዙ ብሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንሓረስቶትን ሰበክ ሳግምን እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን ኮሙኒኬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያን መካየዲ ስራሕ ማሕበራዊ ሓላፍነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር በቆል ፍልጠት ተሓሊዩ ንኽፀንሕ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምምዝጋብ ብሕጋዊ መገዲ ተሓሊዮም ንኽፀንሑ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር በቆል ፍልጠታትን ዓቕሚ ቱሪዝምን ንዘላቒ ልምዓት ንምጥቃም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃሮማያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ እተካይዶ ዘላ ተግባር ውፅኢት እንምፀአ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ከምዝገለፅዎ፤ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓዊሱ ብመንግስቲ ዝወሰዶም ስጉምትታት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላት ትግራይን ማእኸላይ ኢትዮጵያን ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ዘኽእል ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሓ ምኻነን ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣበራ ከደነው፤ ኣብ እዋን ፅድያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ይኽበር ኣሎ mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣዳማ ጉዕዞ እግሪ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ በቢዓመቱ 30 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኾን÷ ሎሚ እውን ብብርኪ ዓለም ንመበል 78 ግዜ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ሩሲያ መዓልቲ ዓወት ንምስታፍ ናብ ሞስኮ ኣትዮም mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ፅባሕ ኣብ ሩሲያ ዝኽበር መበል 80 መዓልቲ ዓወት ሩስያ ንምስታፍ ሎሚ ንግሆ ናብ ሞስኮ ኣትዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ሞስኮ እንትበፅሑ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣናቶሊ ባሽኪን ኣቐባብላ…