Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ- ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ። ፋይዳ ንመርሃ ግብሪ መጀመሪ ጎስጓስ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ዮዳሄ፥…

ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ካብ ወፃኢ ንግዲ ትረኽቦ ኣታዊ ንምድንፋዕ…

ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ካብ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውድብ ስምረት፥ ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6ተ ኣዋርሕ ምግምጋም ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ሒዙ ኣኼብኡ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።…

መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ- ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ ኢሉ ብልፅግና ፓርቲ። እቲ ፓርቲ ኣብዚ ሰሙን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ዘተታት ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ብፓርቲ ብልፅግና ዝምራሕ ናይ ምድማር መንግስቲ…

መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውዲ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ፈተናታት ናብ ዐድል ብምቕያር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ልዑል ውፅኢት ምምዝጋብ ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት  ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)። ኣመመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ…

ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኡሎም። ረቂቕ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ…

ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ናይ መጀመሪያ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምዝገባን ክረምታዊ…

ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ልምዓት ገፀር እቲ ክልል  ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)። ካብ ክልቲኡ…

ኣብ ሃገራዊ ለውጢ ብተግባር ዕላዊ ዝኾነ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት ህዝቢ ክልል ዓፋር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ተሳትፎ ፖለቲካን ተረባሕነት ፈትሓዊ ልምዓትን ህዝቢ ክልል ዓፋር ብተግባር ዕላዊ ኮይኑ ኢሎም። ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር መንግስቲ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ህዝባዊ…