Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ተሸይጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ከምዝተሸጡ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ከይዲ መሸጣ እቲ ኣክሲዮን ን121 መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ እንትኸውን፤ 47 ሺሕን 377 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተሳተፉ…

ኢኮኖሚ ካሊፎርኒያ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ራብዓይ ደረጃ ሒዛ ንዝነበረት ሃገረ ጃፓን በሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዝኣት ኣሜሪካ ዝኾነት ካሊፎርኒያ ኣብ ደረጃ ልዑል ኢኮኖሚ ዓለም ሃገራት መበል ራብዓይ ካብ ዝተቐመጠት ጃፓን ከምዝበለፀ ዕላዊ ኮይኑ። ካብ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ቢሮ ትንተና ኢኮኖሚ ዩኤስን ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ÷…

ሓይሊ ኣየር ናብ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ዓብዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብጠንኻራ ትካላዊ ሪፎርም እናተሃፀ ዘሎ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ምዕባዩ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ ኣብ ምክልኻል ብኣዛዝነትን ስታፍ…

ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ እቲ ኣኼባ ካብ 20 ክሳብ 22 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተረኸበ…

ርክብ ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ መንግስታትን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይተዎ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣባል ፓርላማ ግሪኽን ሓላፊ ጉባኤ ኢንተርፓርሊያመንት ኦርቶዶክስን ማክስሞስ ቻራኮፖሎስ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ኣብ ኩለን ክልላት ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ድሉውነት ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኢትዮጵያ ሰብኣዊ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ ምስ ግልጋሎት ዓለም ለኸ ቪዛ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ግልጋሎት ዓለም ለኸ ቪዛ ኣብ ብሓዋላ፣ ዲጂታል ፋይናንስ ከምኡ እውን ሓደሽቲ ዕድላት ምትሕብባር ብሓባር ንምስራሕ ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ ይሹሩን ዓለማየሁ…

ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነት እታ ከተማ ዘዕብዩ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብራ እታ ከተማ ዘማዕብሉ፣ ምስላ ዝቕይሩን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነታ ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታታትን ትካላት ማሕበራዊ ሴክተርን ኣንብ…

ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ንምዕባይ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ከምኡ እውን ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ገፀር ሽፋኑ ንምዕባይ ምስ ሃገር ቦቖል ኣፍረይቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምዃን እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡…

ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መቀመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ልዕሊ 20 ሃገራት ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ ኣብ ዑደት፤ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓቕሚ ቱሪዝም ብዝምልከት ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ገለፃ…