ድሌታትና ብሓይሊ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሌታትና ብሓይሊ መማረፂ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ ክብሉ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም፡፡
ሓለፍቲ ስራሕ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራን ውድባት ዲሞክራስያዊ ሕብረት ኢትዮጵያን ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…