ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ብሕልፈተ ህይወት መራሒ ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ሮም ዝኾኑ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ሺሕንህ 285 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 285 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ተመለስቲ 2 ሺሕን 747 ደቂ ተባዕትዮ፣ 508 ደቂ ኣንስትዮን 30 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ 159 ድድሚኦም ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣበራ ከደነው ከምዝበሉዎ÷ ንሓረስቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ፅሬትን ተወዳዳርነትን ፍርያት ኣዕብዩ – ኣይተ መላኩ ኣለበል mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ዕላዊ ካብ ዝግበር ኣትሒዙ ፍርያትታት ብፅሬትን ተወዳደርነትን እናዕበየ ምምፅኡ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ኣለበል ከምዝበልዎ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ናብ ዝጅመር ኣትሒዙ…
ስፓርት መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሸቶታት መቻል ሽመልስ በቀለ ኣመዝጊቡወን። እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ብ38 ነጥቢ 3ይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ኣዳማ ከተማ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡ እታ ቤተክርስቲን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ሓዘን÷ ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራታት ብዕፅፊ ወሲኹ mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ናይጄርያ ከተማ ሌጎስ ዝገብሮ ዘሎ 7 ሰሙናዊ በረራታት ካብ 24 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ 14 ሰሙናዊ በረራ ወሲኹ፡፡ እዙይ እውን ንዓማዊሉ ምችውን ኣማራፂ በረራን ንምሃብ ዘኽእል ምዃኑ መንገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኽተሎ ብዙሓ ዓውዲ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ካብ ዑደት ቬይትናም ተረዲአ ኣለኹ – ወ/ሮ ሙፈርያት mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈርያት ካሚል ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቬይትናም ዝገበሮ ዑደት ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን ቬይትናም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢኮኖሚ ስራሕቲ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ኣብ ዑደት ቬይትናም ብብዙሕ ዓውዲታት ተሞክሮ ዝተረኸበሉ እዩ- ቢልለኔ ስዩም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ዝገብርዎ ዑደት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ዘጠናኽርን ኣብ ብዙሕ ዓውዲታት ተመኩሮ ዝተረኸበሉ እዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክረታርያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።…