ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡ እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ዘይሕጋዊ ጦር ዝውውር መሳርሒ ንምክልኻል ብዝተገበረ ኦፕሬሽን፤ 121 ጦር መሳርሒታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቬይትናም ምስ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ኢትዮጵያ ከም በሪ ክትጥቀም ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እስያ ንእትገብሮ ኩለመዳይ ርክብ ንቬይትናም፤ ቬይትናም ኣብ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ድማ ንኢትዮጵያ ከም ስልታዊ መሓዛ ክጥቀማ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ኣርሰናል ካብ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኢፕስዊች ታውን ተራኺ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ። “እቶም ኢትዮጵያውያን ባሕረኛታት ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምቅልጣፍ ኣብ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር፣ ኣብ ዝረግአን ዝናወፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የቭልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “በዓል ትንሳኤ ኣብ ገላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጨንፈር ጉራራ መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ ሓዱሽ ማእኸል በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዓቅመ ደካማታትን ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!! ርሑስ በዓል !!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “ንመላእ ሰዓብቲ እመነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ፍቕሪ፣ ሓጎስን ሰላምን ዝተመልአ ይኹነልና፡፡ ፈጣሪ ኢትዮጵያን ህዝባን ይባርኸ፡፡ ርሑስ በዓል!!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ሩሲያ፣ ጀርመን፣ አውስትራሊያ ከምኡውን…