ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ዘትዮም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ኣብ ማእኸላዊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም÷ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ፖለቲካ ፓርቲ ኢሉ እውን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ጉዳያት ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብምትሕብባር ግብረ ሰናይ ካውንስል ስደተኛታት ኖርወይ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓብይ ዓዱ ብልዕሊ 7 ሚልዮን ብር በጀት ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡ እቲ ማይ ነቑጣ ብቐንዲ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ኮንኮኒ ሃፊዝ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ናብ ዓወት እንትትምለስ ፋሲል ከነማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን ቺን ኣብ ቤተ መንግስቶም ንክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ድሕሪ እቲ ስነ ስርዓቱ ክልቲኦም መራሕቲን ጉጅለ ልኡኾምን ክልተኣዊ ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ጎንፂታት ምክልኻልን ከምዝድግፍ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ልኡኽ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣኼባ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ኣባል ዝኾነትሉ ኣብ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም 2025 ዓ.ም.ፈ ዓመታዊ ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ኣኼባ እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ቻይና ሆንግ ኮንግ ከተማ እዩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሓላፊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ዕቋር ባንኪታት ከምዘዕበየ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢን ዓቕሚ ዕቋርን ባንኪታት ከምዘዕበየ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም፡፡ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዕዉት ሃገራዊ ለውጢ ፖሊሲ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣይተ ኣቤ÷ ዕዳጋ…