Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ፖሊስ ገበን ናይ ምክልኻል ልኡኽ ብብቕዓት ምፍፃም ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፖሊስ ኢትዮጵያ ገበን ብምክልኻል ዘላቒ ሰላም ህዝቢ ናይ ምሕላው ልኡኽ ብብቕዓት ምፍፃም ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ ኢሎም። ዩንቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ካብ ስሩዕ ሰርተፊኬት ክሳብ ካልኣይ ዲግሪ…

ክፍተታትና እናመላእና ኣገልግሎታት ህዝቢ እናባፃሕና ንርከብ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ታሪካዊ ጉድለታትን ክፍተታትን እናመላእና ኣገልግሎታት ህዝቢ ናብ ኩሎም ኩርናዓት ኢትዮጵያ እናባፃሕና ንርከብ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካን ጉባኤ…

ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኾኑ ኢዮም-ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንካልኦት ከተማታት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኾኑ ኢዮም ኢሎም ተሳተፍቲ ኮንፈረነስ ሓለዋ ህፃናት ኣፍሪካ። ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተኻተትሉ ተሳተፍቲ እቲ ኮንፈረነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጡ…

ዩንቨርስቲ ጅማን ኣርሲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ጅማን ኣርሲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩንቨርስቲ ኣርሲ 1 ሺሕን 201 ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)፣ ኣካቢ ቦርድ…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ  ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ንመበል 11 ግዘ ብቅድመን ድህረን ምረቓ ዘምሃርዎም 1 ሺሕን 357 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብ33 ዓይነታት…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 70 ዙር ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 295 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣካቢ ቦርድ…

ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  ብመርሃ ግብሪ ድህረ ምረቓ ስሩዕ፣ ሰሙናዊን ምሸትን ዘምሃሮም 1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ቶፊቅ ጀማል (ዶ/ር)፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሮ የምህር ኣሎ ኢሎም።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ልኡኻት ኣዘርባጃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ትካል ፐብሊክ ሰርቪስን ማሕበራዊ ፈጠራን ኣዘርባጃን ኦልቪ ሜዲዬቭ ከምኡ እውን ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ጄነራል…

ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ መስሕብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ ዓለም ለኸ መስሕብ ኢዩ ኢሎም። 11 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…