Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ብብሄራዊ ረብሓ ዘይደራደርን ዜጋ ንምፍጣርን ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ልምዓት ኪነ ጥበብን ፈጠራ ኪነ ጥበብን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ርሕቐት  ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን…

ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ሃገራዊ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ኣጀሚረን።…

ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያ ዝተርኣየሉ መድረኽ ኣብ ስዑዲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንፈላመማእዋን ኣብ ሪያድ ሲዝን መርሃ ግብሪ 2025 ተሳቲፋ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)፥ እቲ ዓለም ለኸ ምድላው ንኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት ዝህባ ኢዩ ኢሎም። ኢትዮጵያ…

ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ(ለውሲ ህፃናት) ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ። ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ዝወሃብ ዘሎ እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 6 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣…

ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። “ትውልዲ ብስነ ምግባር፣ ትካላት ብኣሰራርሓር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ኣዲስ…

ንምዕባለ ኢትዮጵያ ወሳኒ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን ዝብሉ መገዲታት ወሰንቲ እዮም። ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ…

ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን መለለዪ መንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መታወቅያ። ዳይሬክተር ሳይበር ድሕንነት እቲ ፕሮግራም ካሳዬ ታፈሰ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ናይ ባዮሜትሪክ መረዳእታታት ዘካተተ እቲ…