ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ ኢትዮጵያ ወሳኒ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን… Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን ዝብሉ መገዲታት ወሰንቲ እዮም። ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን መለለዪ መንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መታወቅያ። ዳይሬክተር ሳይበር ድሕንነት እቲ ፕሮግራም ካሳዬ ታፈሰ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ናይ ባዮሜትሪክ መረዳእታታት ዘካተተ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣተማምን ስርዓት ፋይናንስ ምህናፅ ዘኽእል ኢንስቲትዩት… Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስራሕ ኢንስቲትዩት ዝተመስከረሎም ሰብ ሞያ ሒሳብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ምጅማር ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዘበናዊን ዘተኣማምንን ስርዓት ፋይናንስንት ብምህናፅ ንሓፈሻዊ ዕቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ “ንኢትዮጵያ ብንግዲ ብምትእስሳር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ምስግጋር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከይዲ ኣባልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝበፅሕ ጉሕለትን ዕንወትን ንምክልኻል… Desta Dec 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝበፅሕ ጉሕለትን ዕንወትን ንምክልኻል ኩሉ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኮሚኒኬሽን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣንዋር ኣብራር፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት እታ ከተማ ውቅብቲን ምቹውቲን ገይሩዋ – ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ተፈላጥነት ዘትረፈት ማላዊት ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊራ ተመልኪታ፡፡ ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ተዓዋቲት ሽልማት ግራሚ ኣዋርድ፣ ተኻታዒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኣፍልጦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ መቐለ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝስራሕ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ጉባኤ…