Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

እዚ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ስልጠና ኣመራርሓታት እቲ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ፣…

ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር። መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን፥ “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕ ኣብ ክልል…

ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ዝተዳለወ ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር…

ፕሮጀክትታት ብስራት ጉባ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብብስራት ጉባ ዕላዊ ዝገበረቶም ፕሮጀክትታት እንትዛዘሙ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም  ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)። ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ “ ብስራታት ጉባ ትሩፋታት…

ንነበርቲ ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዝኣተዉሎም መንደራት ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ሎ  ኣብ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዘለውሉ መንደራት ዑደት…

ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንምድረ ገነት ሽረ ሽመክት ጉግሳ (ብፍፁም ቅላዕ) ሸቶ እንተመዝግብ÷…

ኢትዮ ቴሌኮምን ካምቴልን ኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ቴሌኮሙኒኬሽን ካሜሩን (ካምቴል)ንኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ዘኽእል ስምምነዕት ተፈራሪሞም፡፡ ክልቲኦም ትካልት ኣብ ካሜሩን ከተማ ያውንዴ ዝፈራረሙዎ ስምምነዕት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክልቲአን ሃገራት ንምቅልጣፍ ዘኽእል…

ኢትዮጵያ ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውትውፅኢት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትርገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውት ውፅኢት ተመዝግብ ኣላ ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ምስ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካልገንዘብ (አይኤምኤፍ)ናይጅል ክላርክ ብምዃን ሎሚ ጋዜጣዊ መግለፂ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ – ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፡፡ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ምግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖ (ኣፋህድ)ን…

መገዲ ሰላም ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ሰላም ኩሉ ግዘ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝበሩዎ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…