ቴክኖሎጂ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከም ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ ኢለን። ኤጀንሲ ምዝገባ ሲቪልን ኣገልግሎት ነበርቲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢንስትቲትዩት ኣርቲፊሻል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ። ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዝፍለጡ ደቂ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለው Desta Dec 5, 2025 0 ኣዲስኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምንቅስቓስ ኣፍሪካኒዝም ዝፍለጡ ደቂ መራሕቲ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ እቶም በፃሕቲ ንሓድነት ኣፍሪካ መሰረት ዘንበሩን ንሓድነት ኣፍሪካ፤ ሰላምን ልምዓትን ምንቅስቃስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ስራሕቲ ዝፍለጡ ቀደምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ብምግንዛብ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሽልማት ሚዲያ ፓን-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሽልማት ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ሓበሬታ ዓለም እናማዕለ ዝመፅአ ፅዕንቶ ፈጣሪነታ ዘርእይ ኢዩ -እናትዓለም መለሰ Desta Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሽልማት ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ሓበሬታ ዓለም እናማዕለ ዝመፅአ ፅዕንቶ ፈጣሪነታ ዘርእይ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እናትዓለም መለሰ። ፈላማይ ሽልማት ሚዲያ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ- መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Desta Dec 4, 2025 0 ኣዲስኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነርኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቲ ኮሚሽን "ማሕበራት ሞያ ኢትዮጵያ ንውፅኢት ሃገራዊዘተ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ የካይድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዑደት ዝገብሩ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን… Desta Dec 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ናብ ኒው ዴልሂ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒቶም መስ ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ነግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Dec 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘቲዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር ሰልፊ ድጋፍ ፃውዒት ሰላም ይካየድ ኣሎ Desta Dec 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ጎንደርንዞባ ማእኸል ጎንደርን ትካላት ሃይማኖት ጉባኤ ብሓባር ዘዳለውዎ ሰልፊድጋፍ ፃውዒት ሰላም ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ጎንደር እናተካየደ ኣብ ዘሎ ሰልፊ ፃውዒት ሰላም ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም። ኣብቲ ሰልፊ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ደረጅኡ ንምምሕያሽ ዝገብሮ ፀወታ… Desta Dec 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ክራኺቡ ኢዮም። ማንቼስተር ዩናይትድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ኣብ ዝገብሮ ፀወታ እንተስዒሩ ነጥቡ 24 ብምብፃሕ ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ክቕመጥ ኢዩ።…