ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት በምኻን ኣብ ዛዕባታት ፀፅታ ንምዝታይ ዘዳለዎ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም። መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ሰዓሪ ይኸውን ማለት አንታይ ማለት ኢዩ? Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ንሃገሮም ዝኸውን ሓሳብ ንከቕርቡ ድልድል ዝፈጥር ዲሞክራሲያዊ ከይዲ ኢዩ። ኣብ ክሊ ዘተ ዝተዳለዉ ፍሉያት መዛግብቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሰዓርቲ ከምዝኾኑ እንትትንትኑ ናይቲ ከይዲ…
ቴክኖሎጂ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር እታ ከተማ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይታ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባካታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) መንግስቲ በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም ኢሎም። ካብ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ’ገበታ ንትውልዲ’ ካልኣይን ኣብ 385 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን ሸበሌ ሪዞርት…
ስፓርት ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ይቬት ኩፐርን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…
ስፓርት ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ… Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ጉዳያት ሓበራዊ ምዕባለን ልምዓትን ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምሰተን ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ነዊሕ እዋን…