Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ፍሉይ መልእኽተኛ መልእኽቲ ሒዞም ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ኣንጎላ ቴቴ አንቶኒዮን ኣብ ቤት ፅሕፈት ተቐቢለ” ኢሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.