Fana: At a Speed of Life!

ብልምዓት ኮሪደር ሓድጊታት እታ ከተማ ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሓድጊታት ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ከምዘኽኣሉ ከንቲባ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡

ኣብታ ከተማ በዙሓት ዝርከቡ ቅድም ክብል ሓድግነቶም ዘይተፈለዩን ዘይፍለጡን ሓድጊታት ብምፍላይን ብምሕዳስን ንቱሪስት መስሕብ ክፍቲ ከምዝኾኑ እውን ኣፍሊጠን።

ኣብ ከባቢታት ፒያሳ፣ ኣራት ኪሎ፣ ቸርችል ጎዳናን ማዘጋጃ ቤትን ዝርከቡ ሓድጊታት ከምዝተፀገኑን ንበፃሕቲ ክፍቲ ከምዝተገበሩን እተን ከንቲባ ከም ኣብነት ኣልዒለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.