Fana: At a Speed of Life!

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ።

ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣመራሓ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ኣብ ድሬዳዋ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።

ኣብ እዋን ዑደቶም ፋብሪካ ስቲል ድሬ፣ ኮንዶሚንየም መንበሪ ኣባይቲ፣ ብመደመር ወለዶ መፅሓፍ መሸጣ ዝተሃነፀ ቤተ መፅሓፍ፣ ልምዓት ኮሪደር. ስታዲየም ኢንተርናሽናል ድሬዳዋን ካልኦት ስራሕቲታትን ተዓዚቦም፡፡

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ኣብታ ከተማ ብኩሎም ዓውድታት ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓት ዓብዪ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራውን ፖለቲካውን ረብሓ ኣለዎ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.