Fana: At a Speed of Life!

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት

  • ግድብና ተዛዚሙ፣ ሽርሒ ፀላእትና ብሓዊ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊነት ነዲዱ ጠፊኡ
  • ግድብና ንሃገራት ተፋሰስ በረከት እንበር ጉድኣት ኣይኮነን
  • ፅዕንቶ ወፃኢ ኣብ ዘይበደሆ ኢትዮጵያዊ ሓድነት ደው ዝበለ ግድብ
  • እቲ ግድብ ምዝዛም ኣክሊል ዓወት ሰዓራይነት ምንባር ኢዩ
  • ግድብና ናይ ኣባይ ዘበን ትውልዲ ተጋድሎ ሰንደቕ
  • እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ፣ ናትካን ናትናን ኢዩ፣ ፍልፍል ሃፍትናን ክብርናን ኢዩ!
  • ግድብና ብናይ ባዕልትና ዓቕሚ ዝሃነፅናዮ ዓምዲ ሓድነትናን ሕብረትናን! ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ቀሪቦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.