Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ ባይተ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ፅባሕ ሓበራዊ ኣኼባ ከካይዳ ኢየን።

መበል ሻድሻይ ናይ ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ፅባሕ ከምዝካየድ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሓበራዊ ኣኼባ ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ኢሉ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.