Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ  ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.