ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣብ መልእኽቶም ድማ እቲ በዓል መግለፂ ሰናይ ክብሪታት ኣብ ዝኾኑ መንፈስ ምርድዳእን ምትሕስሳብን ዝተሞልአ ንኽኸውን ተመኒዩ፡፡
ብሓባር ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ብልፅግና እነጠናኽረሉን ሃገራዊ ሓድነትናን ብዝበለፀ እነፅነዐሉ በዓል ንኽኸውን ካብ ልበይ ይምነ ክብሉ እውን ገሊፆም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!