Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ፎረም ኣፍሪካ ስርዓታት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ንዘላቒ ምትእስሳር ዕድል ስራሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ምትእስሳር ዘላቒ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ወሳኒ እዩ ኢለን ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ።
ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ዲቨሎፕመንት ኢምፓክት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እተን ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብቲ እዋን ከምዝበልኦ፤ ዘመናዊ ስርዓታት ትምህርቲን ፅርየት ዘለዎም ዘላቒ ዕድል ስራሕ ምስ ዕዳጋ ትክክለኛ ድልየት ንምፍጣር ክህሉ ኣለዎ ኢለን።
ኣብ ኣፍሪካ ብቕልጡፍ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ በዝሒ መንእሰያት ኣብ ግምት ብምእታው ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ፅሬት ዘለዎም ስራሕቲ ምፍጣር ብህፁፅ ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእ ጉዳይ ክኾን ከምዝህባእ ኣተሓሳሲበን።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ምስፍሕፋሕ ማኑፋክቸሪንግ ክሳብ ስራሕ መንእሰያትን ምዕባለ ክእለትን ዘለው ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስታት ዞባዊ ትካላትን ውልቃዊ ዓውዲታት ብምትሕብባር ብድሆታት ንምፍታሕ ክሰርሕ ከምዝፀሐ ኣዘኻኺረን።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.