ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምዃን ተሾይሞም።
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ናብ ካሊእ ሓላፍነት ስራሕ ካብ ዝተዘዋወሩ ነበር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም።
ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ብምዃን ዘገልገሉ ኣይተ ቸሩጌታ፤ ሎሚ መዓልቲ ዋና ፈፃሚ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሸን ስረሖም ዝጀመሩ እንትኾኑ፤ ምስ ኣባላት ማኔጅመንት እውን ምፍላጥ ገይሮም።