Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኤኣይ ኣካይድና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኤኣይ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይድና ኢለን፡፡

“ተስፋ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ከተማና 6 ሚሊዮን ፈልሲታት ንምትካል ሓሲብና እናሰራሕና ንርከብ።

ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ሰነ 2018 ዓ.ም ኣጀሚርና ክሳብ ሕዚ 4 ሚሊየን 469 ሺኝን 710 ፈልሲታት ዝተኸልና እንትንከውን፤ ኣፈፃፅመኦም ድማ 75 ሚኢታዊ በፂሑ።

ፈልሲ ምትካል ጥራሕ ካብ ንሓስቦ ሸቶ ስለዘይንበፅሕ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ናይ ምክንኻን ስራሕ ክንሰርሕ ኢና።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.