Fana: At a Speed of Life!

ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 18 ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ናብ ህንዲ ምእታዎም ይፍለጥ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ ዘበን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር እናሰጋገራ ከምዝርከባ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.