ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኮይነን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚት ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ገይሮም ሸይሞምወን።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 18 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ገይሮም ምሻሞም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የረድእ።