Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ ኣውሮፕላናት ንምዕዳግ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ ኣውሮፕላናት ንዕዳግ ምስ ኩባንያ ቦይንግ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት እቲ መገዲ ኣየር ቦይንግ 777-8 ን ቦይንግ 777 ኤፍን ዝተብሃሉ ኣውሮፕላናት ካብቲ ኩባንያ ክዕድግ እዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.