Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንወ/ሮ ኣስካለች ኣልቦሮ ኣፈ ጉባኤ ብምግባር ሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን መረፃ ጉባኤ ምስረታኡ፣ ንወ/ሮ ኣስካለች ኣልቦሮ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙወን።

ብተወሳኺ ድማ ንኣይተ ረመዳን ሓሩን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፁዎም።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.