Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣25 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንኣይተ ደስታ ሌዳሞ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፅዎም።

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ናይ 7ይ ዘበን ፓርላማ፣ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.