ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምዃን ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መስራቲ ጉባኤ እቲ ባይቶ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምግባር ብሙሉእ ድምፂ ሰይሙ፡፡
ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምዃን ንምግልጋል ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂመን፡፡
ብመላኩ ገድፍ