ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ፌደራል ትካላት ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ፌደራል ትካላት መንግስቲ መደመር ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም።
በዙይ መሰረት
- ዶ/ር ዘለቀ ተመስገን – ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
- ጃፋር በድሩ – ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
- ሃና ተኸልቁ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
- መልዕክት ሳህሉ – ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
- ዶ/ር ባይሳ በዳዳ – ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
- ዳግማዊት ሽፈራው – ዋና ዳይሬክተር በዓልመዚ ዕዳጋ ካፒታል ኢትዮጵያ
- ዶ/ር ይርጋአለም ኣሰፋ – ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓልመዚ ዕዳጋ ካፒታል ኢትዮጵያ
- ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ – ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን
- ይታገሱ ደሳለኝ – ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን
- ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ – ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ
- መሓመድ ራፊ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣካዳሚ ልቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ (ኣፍሊኤክስ)