ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣመራርሓ ሽመት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንሸውዓተ ኣመራርሓ ሽመት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፦
- ኣይተ ብርሃኑ ዘውዴ – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን።
- ታምራት በየነ (ዶ/ር) – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር እቶት።
- ኣይተ ብርሃኑ ፈይሳ – ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ።
- ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ – ሓጋዚት ተፀዋዒ መንግስቲ።
- ዶ/ር መሓመድ እንድሪስ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ሓጋዚ መተሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ።
- ወ/ሪት ፈዲላ ኣባብያ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ መተሓባበሪት ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዲጂታል ሚድያ።
- ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ሓጋዚ መተሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ኮይኖም ተሸይሞም።